ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓሙሽተ ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ተፈቲሖም


ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓሙሽተ ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ትማሊ ተፈቲሖም::

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ማእከላይ ኮሚቴ እቲ ውድብን ኣይተ ተወልደ ገብረፃድቃን ብመዓርግ ሚንስትር ዲኤታ ምክትል ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምርን መፅናዕትን ሕግን ፍትሕን ፌደራል ኣይተ ተስፋኣለም ይሕደጎን ካልኦት ሰለስተ ኣባላት ህወሓት ከምዝተፈትሑ ጠበቐኦም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓሙሽተ ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ተፈቲሖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:39 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG