ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ይዝራረቡ


ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብልንክን
ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብልንክን

ኣብ ኣውስትራልያ መገሻ ይፍጽሙ ዘለው ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብልንክን፣ ኣመሪካ ንጸጥታን ድሕነትን ዞባ ኤስያ ፓስፊክ ሎሚ’ውን ትግደስ ምኻና ብምጉላህ፣ ኣብ ቅልውላው ዩክረይን ተዘራሪቦም።

ብልንክን ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ከተማ ሜልበርን ንዝጅምር ኣኼባ ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ፣ ጃፓንን ኣመሪካን ክሳተፉ እዮም።

ሎሚ ሓሙስ ምስ ኣብ ዩኒቨርስቲ ሜልበርን ክፍሊ ሕጊ ምስ ተማሃሮ ከምዝተዘራረቡ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።

XS
SM
MD
LG