ኣብ ኣስመራ ኣብ ምዕቃብ ባህላዊ ውርሻ ዝተኮረ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ


ኣብ ኣስመራ ኣብ ምዕቃብ  ባህላዊ ውርሻ ዝተኮረ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ

No media source currently available

ብክፍሊ ባህልን ስፖርትን ምምሕዳር ዞባ ማእከል ብዝተወደብ “ኣብ ምዕቃብ ባህላዊ ውርሻ ፡ብውሁድ ምሕደራ“ ዘተኮረ ዓውደ መጽናዕቲ ብ13 ን 14ን ጥሪ,2022 ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተኻይዱ።

​
XS
SM
MD
LG