ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ብዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ 15 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ትግራይ፣ኦሮሚያ፣ሶማሊያን ኣምሓራን ከምኡ እውን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ለበዳ ሸሮኽ ተኸሲቱ ክብል ናይ ኢትዮጵያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ።

ክሳብ ሕጂ 366 ሰባት ምልክታት ሕማም ከምዝተርኣዮም 15 ኸኣ ከምዝሞቱን ተገሊፁ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ብዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ 15 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:22 0:00


XS
SM
MD
LG