ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣሜሪካ ዝጀምረ ተቓውሞ ዋላ'ኳ ሰዓታት እቶ እቶ እንተተአወጀ ምቕጻሉ ተገሊጹ


ኣብ ኣሜሪካ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሞት ኣፍሪቃዊ ኣሜሪካዊ ጂርጅ ፍሎይድ ዝተበገሰ ተቓውሞ፣ ትማሊ ሰሉስ ምሸት’ውን ቀጺሉ ኣምስዩ።

ኣብ ገለ ከተማታት፣ ተቓወምቲ ነቲ ተነቢሩ ዘሎ ‘መምርሒ ሰዓት ሕላፍ’ ጥሒሶም ተቓውሞኦም ከቓልሑ ተራእዮም’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኣሜሪካ ዝጀምረ ተቓውሞ ዋላዃ ሰዓታት እቶ እቶ እንተተአወጀ'ዃ ቀጺሉ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:00 0:00



XS
SM
MD
LG