ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ኮሎራዶ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ 580 አባይቲ ኣዕንዩ


ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ኮሎራዶ ካብ ከተማ ዴንቨር ውፅእ ኢሉ ዝተላዕለን ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውግሕ ኣብ ዝቐፀለን ባርዕ ሓዊ ን580 ኣባይቲ፣ንሓደ ናይ ዕዳጋ ማእኸልን ሓደ ሆቴልን ኣዕንዩ'ሎ።

ሰበስልጣን ኣስታት 21,000 ህዝቢ ካብ ዝነብረላ ንእሽተይ ከተማ ልውስቪል ክወፁ ኣዚዞም ኣለው።13,000 ሰባት ካብ ሱፐሪየር ምውፅኦም ስዒቡ እዩ እቲ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ ዘሎ።እተን ጎረባብቲ ናኣሽቱ ከተማታት ካብ ዴንቨር ኣስታት 32 ኪሎ ሜትር ሪሒቐን ይርከባ።

XS
SM
MD
LG