ዋሽንግተን —
ኣብ ኣመሪካ ክሳብ መወዳእታ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝሞቱ ሰባት ሓደ ሚልዮን ክበጽሕ ከምዝኽእል ግን ኸኣ እዚ ከይኸውን ምክልኻል ከምዝከኣል ተገሊጹ።
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ኸኣ 70% ኣባጽሕ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብዚ እዋን እዚ ሙሉእ ክታበት ኮቪድ 19 ተኸቲቦም ከምዘለዉ ተሓቢሩ ኣሎ።