ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ጉንፋዕ መሰል ለበዳ ምርኣዩ ሚኒስትሪ ጥዕና'ታ ሃገር ኣፍሊጡ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ከባብታት ለንቅነ ጉንፋዕ መሰለ ለበዳ ምርኣዩ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ።

ይኹን`ምበር እቲ ቫይረስ ሓዲሽ ፈልቂ ኮሮናቫይረስ ምዃኑን ዘይምዃኑን ንምፍላጥ ዘኽእል ናይ መርመራ ውጽኢት ገና ከምዘይወጸ ኣፍሊጡ`ሎ።

ብኻልእ ወገን፡ ንኮቪድ19 ንምክልኻል፡ ን45 % ዝኸውን ህዝቢ ኢትዮጵያ ክታበት ንምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ክፍሊ ጉዳይ ህጻናትን ኣዴታትን ንድምጺ ኣመሪካ ኣፍሊጡ`ሎ።

XS
SM
MD
LG