ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ኦሞ ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 151 ኣባይቲ ምቕጻሉ እቲ ክልል ኣፍሊጡ


ዞባ ኦሞ
ዞባ ኦሞ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ ብሰንኪ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ 151 ኣባይቲ ከምዝተቓጸለን 1-ሽሕ ዜጋታት ከምዝተፈናቀሉን፣ ቤት ጽሕፈት ሰላምን ጸጥታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ፣ ኣብ ገበን ኢድ ዘይብሎም መናእሰያት ይእሰሩ ከምዘለው ነበርቲ ጂንካ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ፣ ከተማ ጂንካን ከባቢኡን ዘጋጠመ ጸገም ጸጥታ፣ ንፈለማ ጊዜ ዘጋጠመ ከምዘይኮነ፣ ቅድሚ ሎሚ’ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል፣ ተመሳሰልቲ ህውከታት ይራኣዩ ከምዝጸንሑ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ሃዋሳ ዝላኣኾ ሪፖርት ጠቂሱ።

XS
SM
MD
LG