ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ኦሞ ብሰንኪ መጥቓዕቲ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ይገልጹ


ሃዋሳ
ሃዋሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ደቡብ ክልል ዞባ ኦሞ ብዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ኣብ ፀገም ወዲቕና ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይንረክብን ዘለና ኢሎም።ናይቲ ዞባ ኣመሓዳሪ ግን እቲ ከባቢ ምርግጋኡን ሰብኣዊ ሓገዝ እውን ይቐርብ ከምዘሎን ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ናይቲ ዞባ ምኽትል ኣመሓዳሪን ሓላፊ ፀጥታን ሰላምን ኣቶ ደሞ በዛብህ ዝተመዛበሉ ሰባት ልዕሊ 1,200 ምዃኖም ብምግላፅ ብገበን ዝተጠርጠሩ ኣስታት 600 ሰባት ድማ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ምውዓሎም ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG