ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቦረና ብሰንኪ ደርቂ ብርክት ዝበላ ጥሪት ይሞታ ምህላወን ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ብ ዞባ ቦረና ክልል ኦሮምያ፣ ብሰንኪ ደርቂ ብርክት ዝበላ ጥሪት ይሞታ ከምዘለዋ ተፈሊጡ።

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ ት ሸዓተ ሽሕ ጥሪት ከምዝሞታ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።

መንግስቲ ቅልጡፍ ምላሽ እንተዘይሂቡ፣ እቲ ጸገም ክጋደድ ከምዝኽእል ነበርቲ’ቲ ከባቢ ገሊጾም ።

XS
SM
MD
LG