ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ህውከት ዝያዳ ጥርጣረን ምክፍፋልን ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ


ቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ናዕቢ ዛጊት ክሃድእይከኣለን ስጋብ ሐጂ ኣስታት178 ሰባት ሞይቶም፤ ብዝሒ ዘለዎም መንበሪ ኣባይትን

ኣብያተ ንግድን ዓንዮምን ብአሻሓት ቑጸሩ ሰባት ድማ ተኣሲሮም ኣለዉ

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG