ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብሰንኪ መጥቓዕቲን ጥምየትን ክግዕዙ ይግደዱ

 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብሰንኪ መጥቓዕቲን ጥምየትን ክግዕዙ ይግደዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:39 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብሰንኪ መጥቓዕቲን ጥምየትን ክግዕዙ ይግደዱ

ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ዝበጽሓሉ ኩነታት ዉሱን ኣብ ዝኾነሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝያዳ መጥቃዕትን ጥምየትን የጋጥሞም'ሎ ክብሉ ትካላት ረድኤት ይገልጹ።

ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ነቶም ስደተኛታት ክኸላኸልሎምን ናብቲ ተዓጽዩ ዘሎ ከባቢታት'ታ ሃገር እቲ ዘድሊ ሓገዝ ክኣቱ ከፍቕዱን እተን ትካላት ረድኤት ጸዊዐን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG