ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ናይ ድሕነት ስግኣት ምንጩ ኣብ ትካላት ጸጥታ ሓላፍ ዘላፍ ስለዝተራእየ`ዩ'ም/ሚኒስትር ሰላም


ምኽትል ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ፍሬኣለም ሸባባው
ምኽትል ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ፍሬኣለም ሸባባው

ምኽትል ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ፍሬኣለም ሸባባው ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ናይ ድሕነት ስግኣት ምንጩ ኣብ ትካላት ጸጥታ ሓላፍ ዘላፍ ስለዝተራእየ`ዩ ኢላ ።

ኣብቲ ናይ ትሸዓተ ክልላትን ክልተ ከተማታትን መሪሕነት ጸጥታ ዝተሳተፍሉ ብሃገር ደረጃ ዝተወደበ ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ንድሕነት ሕብረተሰብ ማእከል ጌሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር ናይ ምኽክር ጉባኤ የካይድ ኣሎ።

ምኽትል ሚኒስትር ​ሰላም ወ/ሮ ፍሬኣለም ሸባባው ​ ኣብቲ እዋን ክትገልጽ ከላ- እዚ ናይ ለውጢ መንግስቲ ከወግዶ ቃል ካብ ዝኣተወሉ ሓደ ካብ ሃይማኖትን ካብ ዓሌትን ናጻ ዝኾነ ትካል ምህናጽ`ዩ ብምባል፡ ብእኡ መሰረት ድማ ካብ ፖለቲካ ናጻ ዝኾነ ሰነድ`ውን ከዳሉ ክኢሉ`ዩ ኢላ።

XS
SM
MD
LG