ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ክሃድእን ተጻብኦ ደው ክብልን ኣሜሪካዊ ዲፕሎማት ቲቦር ናዥ ጸዊዖም


ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ብህጹጽ ክሃድእን ተጻብኦ ደው ክብልን ናብ ሰላም ክምለስን ኣትሪርና ንጽውዕ ክብሉ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ቲቦር ናዥ ተዛሪቦም።

እቶም ኣሜሪካዊ ዲፕሎማት ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ረይነር ብምዃን ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኹናት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ’ዩ ም ነዚ ዝበሉ።

ቲቦር ናዥ ኣብቲ መግለጺ ካብ ጋዜጠኛታት ዝቐረበሎም ሕቶታት'ውን መሊሶም’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG