ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክሶም ተቋሪጹ ዝተፍትሑ መሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝኾነ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ሰሙን 37 እሱራት ክሶም ተቋሪጹ ንክፍትሑ ዝተገብረ፣ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ’ታ ሃገር ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወግዓዊ ገይሩ።

ሓደ ኪኢላ ሕጊ ብወገኖም "ዓቃቢ ሕጊ፣ መስርሕ ሙግት ይቋረጸለይ ክብል ምሕታቱ፣ ንናይ’ታ ሃገር ሕጊ ዝጻባእ ኣይኮነን" ክብሉ ገሊጾም።

ነቲ መስርሕ ሙግት ንክቋረጽ ዝሓተተ፣ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተሓቢሩ'ሎ።

Recommended

XS
SM
MD
LG