ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ንዑደት ዝኸደት እስራኤላዊት ምሟታ ተገሊጹ


ናብ ክልል ዓፋር ከባቢ ዳሎል ንዑደት ምስ መሓዙታ ዝተጓዓዘት እስራኤላዊት መንእሰይ ሞይታ ምርካባ ተገሊጹ::

እታ እስራኤላዊት ዝሓለፈ ቀዳም ካብ ጉጅለኣ ዝጠፊአት ኮይና ሰንበት ድማ ህይወታ ሓሊፉ ተረኺባ::

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ዓፋር ምኽንያት ሞት እታ እስራኤላዊት ልዕሊ ዓቐን ሙቐትን ፅምኢ ማይን ክኸውን ይኽእል’ዩ ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ንዑደት ዝኸደት እስራኤላዊት ምሟታ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:17 0:00

XS
SM
MD
LG