ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዘ 1 ውልቀሰብ ምርኻቡ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ንመጀመሪያ ግዜ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሓዘ ውልቀሰብ ምርካቡ ስዒቡ ህዝቢ ብዝተረጋግአ ነቲ መስርሕ ክሕግዝ ናይቲ ክልል መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ኣብቲ ክልል ናይ ምክልኻል ስራሕ ሓይሉምቕፃሉ ሰበስልጣን እቲ ክልል ገሊፆም። ሚ/ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እቲ ናይ ዓፋር ሓዊሱ ብደረጃ ሃገር ሎሚ ክልተ ሓደሽቲ ከምዝተመዝገቡ ገሊፀን ኣለዋ።ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ 116 በፂሑ ኣሎ።ዛጊድ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ኣለው።

XS
SM
MD
LG