ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ኩነታት ምእሳር ተወላዶ ትግራይ እንታይ ይመስል


ዋና ከተማ ኢትዮጵያ ፡ ኣዲስ ኣበባ
ዋና ከተማ ኢትዮጵያ ፡ ኣዲስ ኣበባ

ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተኣወጀ ህጹጽ እዋን ሓደጋ፡ ብፍላይ ተወላዶ ትግራይ ብብዝሒ ከምዝተኣሰሩ ክግለጽ ጸኒሑ`ሎ። ኣብዚ እዋን`ዚ ብዙሓት ካብኦም ከምዝተፈትሑን ይፍትሑ ከምዘለዉን ዝግለጽ ኮይኑ ብዙሓት`ውን ዘይተፍትሑ ከምዘለዉ፡ ሰብ-ሞያ ሕግን ተኣሲሮም ዝነበሩ ተወላዶ ትግራይን ይገልጹ`ለዉ።

ብኻልእ ወገን፡ እቲ ናይ ምፍታሕ መስርሕ ከምዝቀላጠፍ መንግስቲ ይገልጽ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ኩነታት ምእሳር ተወላዶ ትግራይ እንታይ ይመስል
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:28 0:00

XS
SM
MD
LG