ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ደሴ ሰዓታት እቶ እቶ ምእዋጁ ተገሊጹ

ከተማ ደሴ
ከተማ ደሴ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ካብ ዝተፈቐደሎም ኣካላት ፀጥታ ወፃኢ ካብ ምሽት ስዓት ክልተ ጀሚሩ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ክልኩል ምዃኑ ክፍሊ ሰላምን ድሕነትን ህዝቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ዝወፀ መምርሒ ዝኾነ ይኹን ዘይተፈቐደ ሰልፍን ምትእኽኻብን ከምኡ እውን ታርጋ ዘይብለን መካይን ዝዝውሩን ኣካላት ብሕጊ ክሕተቱ ዝብል ምዃኑ ተገሊጹ'ሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG