ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ሰሜን ሸዋ ዝተኻየደ ግጭት፡ ትማልን ሎምን ኣንጻራዊ ሰላም ከምዝዓሰሎ ይግለጽ ኣሎ


ኣብ ከባቢ ሰሜን ሸዋ ኣብ ኣጣየን ከሚሴን ዝተኻየደ ከቢድ ብረት ዝተሓወሶ ግጭት፡ ትማልን ሎምን ኣንጻራዊ ሰላም ከምዝዓሰሎ ይግለጽ ኣሎ።

በቲ ግጭት ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ይገለጽ ኣሎ፡ ቁጽሮም ዝህብ ግን ኣይተረኽበን።

ጠንቂ'ቲ ግጭት፡ ገሊኦም ኦነግ ሸኔ'ዩ ክብሉ ኸለዉ ካልኦት ድማ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ'ዩ ይብሉ።

ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ብዛዕብኡ ኣብ ፓርላማ ክዛረብ ከሎ፡ ንክልቲኦም ብሄረሰባት ንምግጫው ኮነ ኢሉ ዝሰርሕ ኣሎ ኢሉ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG