ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ን83 ከተማታት ተረባሕቲ ዝገብር እዩ ዝተባሃለ ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ


ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ባንኪ ዓለምን መንግስቲ ኢትዮጵያን ብዝተረኸበ 550 ሚልዮን ዶላር፣ ን83 ከተማታት ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ዝገብር እዩ ዝተባሃለ ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ።

ምኽትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ሎሚ ኣብ ደሴ ብወግዒ ክጅመር ከሎ ኣብ ዝገበርዎ 2ይ ናይ ከተማታት ልምዓታዊ ፕሮጀክት ሴፍቲኔት 800 ሽሕ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበረሰብ ተረባሕቲ ክኾኑ እዮም ተባሂሉ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG