ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ ብብዝሒ ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ዓሰርተ መዓልታት፣ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ብ20 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ሚኒስትሪ ጥዕና’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ብመሰረት’ቲ ቤት ዕዮ፣ ብኮቪድ 19 ዝተታሓዙ ሰባት 17 ሚእታዊት ከምዝኾነን፣ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት 12 ሽሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምትሓዞምን ተሓቢሩ'ሎ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ፣ ቀዳም ብደረጃ ሃገር ዝጀመረ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ሎሚ’ውን ቀጺሉ ኣሎ ።

XS
SM
MD
LG