ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ ደቆም ከመርዕው ይግደዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ ደቆም ከመርዕው ይግደዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ ደቆም ከመርዕው ይግደዱ ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝኸይድ ዘሎ ደርቂ ወለዲ፡ ትሕቲ ዕድመ ደቆም ከመርዕዉ የገድዶም አሎ ።

ከም ሓበሬታ ትካል ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት (UNCEIF) ኣብዚ ዓመት ስጋብ ሐጂ ኣብ ዘሎ እዋን መርዓ ትሕቲ ዕድመ ልዕሊ ዕፅፊ ወሲኹ`ሎ።

ጉጅለታት ገበርቲ ሰናይ ትካላት፡ ነቶም በቲ ደርቂ አዝዮም ዝተሃሰዩ ስድራ-ቤታት፡ ቀረባት ማይን ካልኦት ዘድልዩዎም ነገራት ብምምላእ ኣብ ዘይዕድመኣን ንዝምርዓዋ ኣዋልድን ነቲ ልምዲ ንምትራፍን ይፅዕሩ አለዉ ።

፨፨፨፨፨ ጻራ ፨፨

XS
SM
MD
LG