ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ደርቂ ልዕሊ 600 ሽሕ ተማሃሮ ካብ ትምህርቶም ክቦኽሩ ምግዳዶም ተሓቢሩ
ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተታት ዓመታት ዘጋጠመ ዝኸፍአ ዝበሎ ደርቂ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም፣ብኣማኢት ዝቑጽሩ ኣብያት ትምህርቲ ክዕፀውን ልዕሊ 600,000 ቆልዑት ካብ ትምህርቶም ክቦኽሩ ኣገዲዱዎምን ክብል ኣፍሊጡ።ህፃናት ኣድሕን (ሴቭ ዘ ችልድረን) ዝተባህለ ትካል ረድኤት ኣብ ጥቓ ኩሉ ንብረቶም ዝሰኣኑ ስድራታት ዝነብሩሎም መዕቖቢ ተመዛበልቲ ቆልዑት ኣብ ክፍልታት ንክራኸቡ ንምሕጋዝ ማእኸላት ሃኒፁ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 02, 2023
ሆስፒታላትን ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጽገማ ኣህጉራዊ ቀይሕ መስቀል ይገልጽ
-
ለካቲት 01, 2023
ንግዳያት ባህርያዊ ሓደጋን ጾታዊ መጥቃዕቲን ዝሕግዝ ሰናይ ተበግሶ
-
ጥሪ 31, 2023
“መኣዛ”፤ ፈተነ ንለውጢ ሃልኪ ኣሰራርሓ መግቢ