ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ 117 ምብጽሑ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ዳህሳስ ገዛ ገዛ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ንልዕሊ ሰለስተ ሚሊዮን ስድራ ከምዝሸፈነ ሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።እቲ ዳህሳስ ዝርግሐ ናይቲ ቫይረስ ንምርዳእ ዘኽእል እዩ ኢለን።ናይቲ ቫይረስ ምልክት ዝተርኣዮም ኣስታት 427 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ወሲኸን ገሊፀን።

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ 117 ዝበፅሐ ክኸውን ከሎ ሰለስተ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ ሎ።

XS
SM
MD
LG