ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ኢትዮጵያ ሰብ ይኹን ጉጅለ ብሕጊ እታ ሃገርን ብዝፈረመቶም ዓለምለኸ ሕግታትን ክግዛእ ምግባር ግዚኡ ሕጂ እዩ' ኢዜማ


ኣብ ኢትዮጵያ ሰብ ይኹን ጉጅለ ብሕጊ እታ ሃገርን ብዝፈረመቶም ዓለምለኸ ሕግታትን ክግዛእ ምግባር ግዚኡ ሕጂ እዩ ክብል ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ/ኢዜማ/ ኣፍሊጡ።

ኢዜማ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ተምሃሮ ደምቢደሎ ዩኒቨርሲቲ ዝተገብረ ጭውያ መንግስቲ ህይወት ተማሃሮ ናይ ምሕላው ሓላፍነት ዘይምፍጻም ዘቓልዕ’ዩ ኢሉ’ሎ።

መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ተግባሩ ብዝግባእ ስለዘይፈጸመ ከምዚ ዝበሉ ተግባራት ይረአዩ ኣለው ክብል ኣቦ መንበር’ቲ ፓርቲ ኣቶ የሽዋስ አሰፋ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG