ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላሞት 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ፈላሞት ክልተ ሰባት ተፈሊጦም። ኣብታ ሃገር ተወሰኽቲ ብኮሮናቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት ከምዘለዉ ሚንስተር ጥዕና`ታ ሃገር ወ/ሮ ሊያ ታደሰ ኣፍሊጣ`ላ።

ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ`ውን እዘን ዝቕጽላ 2-3 ሰሙናት ከበድቲ ክኾና`የን ክብል ዝሓለፈ ሰሙን ኣፍሊጡ ኔሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣብ ኢትዮጵያ ሰባት ፈላሞት 2 ብቫይረስ ኮሮና ምሟቶም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:46 0:00


XS
SM
MD
LG