ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ሩባ ኦሞ ብዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ 15,000 ሰባት ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ተገሊጹ


ኣብ ደቡብ ክልል ዞባ ኦሞ ሩባ ኦሞ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ስዒቡ ኣብ ወረዳ ዳሰነች 15,000 ሰባት ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ሓላፊ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ናይቲ ዞባ ኣቶ መላኩ ለማ ገሊፆም።

ናይ ደቡብ ክልል ኮሚሽን ኮሚሽነር ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣቶ ጋንታ ጋሩማ ንግዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ምቕራብ ከምዝተጀመረ ሓቢሮም።

ብተወሳኺ ብርክት ዝበሉ እንስሳት ዘቤት ጉድኣት ከምዝወረዶምን ማሕበራዊ ትካላት ከምዝዓነውን እውን ተገሊፁ ይብል።

XS
SM
MD
LG