ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ጎጂ ዞን ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ተወለዲ ጌድኦ


ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ጎጂ ዞን ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ተወለዲ ጌድኦ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:24 0:00

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ካብ ክልል ኦሮምያ ምዕራብ ጉጂ ዞን ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም ብጌድኦ ዞን ገደብ ወረዳ ጎቲት ቀበሌ ኣብ መዕቆቢ መዓስከር ዝርከቡ ተመዛበልቲ ንዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ናይ መግቢ ኮነ ካልእ ሓገዝ ብዘይምርካቦም ንጥምየትን ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ምቕልዖም ይገልጹ። ብሰንኪ’ዚ ዝሞቱ ህጻናት ከምዘለው እቶም ተመዛበልቲ ይሕብሩ።

XS
SM
MD
LG