ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ወለጋ 10 ሰባት ምቕታሎም ነበርቲ ገሊጾም


ኣብ ምብራቕ ወለጋ ዞባ ጊዳ ኣያና፡ ኣብ ከተማ ኣንገር ጉትን 10 ሰባት ከም ዝተቐተሉ- መሰኻኽር ዓይኒ ኢና ዝበሉ ነበርቲ`ታ ከተማ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ሰንበት ከምዝተፈጸመ ዝግለጽ ቅትለት መን`ዩ ፈጺምዎ ኣብ ዝብል ግልጺ ኣይኮነን።

ብዛዕባቲ ጉዳይ ዝተሓተተ ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ወለጋ፡ ነቲ ጉዳይ ዘጻሪ ጉጅለ ናብቲ ስፍራ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ`ሎ።

XS
SM
MD
LG