ዋሽንግተን —
ኣብ ኡጋንዳ ብሰንኪ ውሕጅን ምንሽርታት መሬትን ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት 36 ከምዝበጽሐን ካልኦት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ተጎዲኦም ከምዘለው ተገሊጹ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብታ ሃገር ብዝረአ ዘሎ ብርቱዕ ዝናብ ንበረኽቲ ቦታታት’ታ ሃገር ከምዝጸራረጎ ተገሊጹ’ሎ።
ኣብ ምብራቃዊ ኡጋንዳ ኣብ ክልተ ዞባታታ ኣብ ጥቃ ጎቦታት ሩዋንዞሪ ንሓደ ሰሙን ብዝወቕዓ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ምዕልቅላቅ ውሕጂን ምንሽርታት መሬትን ኣብ ህይወት ሰብን ንብረትን ከቢድ ጉድኣት ምውራዱ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣፍሊጦም ኣለው።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available