ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኡጋንዳ ቁጽሪ ብሕማም ኢቦላ ዝተሓዙን ዝሞቱን ይውስኽ ምህላው ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ


ፋይል
ፋይል

በቲ ኣብ ኡጋንዳ ዝረኣ ዘሎ ሕማም ኢቦላ ብዝሒ ዝሓሙን ዝሞቱን ሰባት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ ይኸድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም ዝዘርገሖ ሓበሬታ ክሳብ ቅድሚ ትማሊ በቲ ካብ ሱዳን ዝተበገሰ ዝበልዎ ቫይረስ ኢቦላ ብዝሒ ዝሞቱ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ጠቂሱ ኣሎ።

ሎሚ እቲ ብዝሒ 36 ዝተታሕዙ 23 ድማ ዝሞቱ ተመዝጊቡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG