ዋሽንግተን —
ኣብ ኡጋንዳ ትማሊ ሶኑይ ንሳልሳይ ጊዜ ሓደጋ ነታጕ ተፈጺሙ።
እቲ ነታጕ፣ ፒጊ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ማእከል ከተማ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ኣውቶብስ እዩ ተፈጺሙ።
ዝሓለፈ ቀዳም፣ ኣብ ካምፓላ ብሰንኪ ዘጓነፈ ፍንጀራ ቦምብ፣ ሓንቲ ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ከምዝተቀትለትን ሰለስተ ካልኦት ከምዝቆሰሉን’ውን ይፍለጥ።
ዳዕሽ ንክልቲኦም መጥቃዕታት ቦምብ ሓላፍነት ወሲዱ'ሎ።