አዲስ አበባ —
ሰላምን ምርግጋእን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንሓደ ወርሒ ዝአኽል ብማሕበረሰብ ንግዲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ክካየድ ዝቐነየ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚሙ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኽበ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ምትሕብባር ክልቲኦም ወገናት ለውጢ ከምጽእ ይክእል’ ዩ ምስ ዝፈላለዩ ግን ዝልውጦ ነገር የለን ኢሎም።
ሚንስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍርያት ከማል’ውን ኣብቲ መድረኽ መደረ አስሚዐን ኔረን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።