ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ አላማጣ ብዝተላዕለ ጎንጺ 3 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ኣላማጣ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ፀጥታን ኣድማ ዝወፁ መናእሰይን ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ።

ካብ ሆስፒታል ኣላማጣ ዝተረኸበ ሓበሬታ ከምዘማልኽቶ በቲ ጎንፂ 3 ሰባት ብጥይት ተወቒዖም ተቐቲሎም።

እቲ ዘይምርግጋዕ ሕቶ መንነት ራያ አለና ዝብሉ መናእሰይ ዘልዐልዎ እዩ ተባሂሉ።

ካልኦት ኣብ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ተወከልቲ ህዝቢ እቲ ከባቢ ብወገኖም ህዝቢ ከተማ ኣላማጣ ሕቶ ልምዓትን ሰናይ ምሕደራን እምበር ሕቶ መንነት የብሉን ኢሎም።

መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ ኣብዚ ጎንፂ ዝተሳተፉ ኣካላት ብሕጊ ክሕተቱ ክገብር እየ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ አላማጣ ብዝተላዕለ ጎንጺ 3 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:35 0:00

ርእይቶታት ንምርኣይ (2)

እዚ መድረኽ'ዚ ተዓፅዩ'ሎ
XS
SM
MD
LG