ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ንዝኽሪ ኣብ ኣኽሱም ዘጋጠመ ግፍዒ ዝተዳለወ ምርኢት
ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣኽሱም፡ ህይወት ኣማኢት ሰለማውያን ዜጋታት ዝወሰደ ግፍዒ ምኽንያት ብምግባር፡ ኣስታት 40 መንእሰያት ዝተሳተፉዎ ስእላዊ ምርኢት ተኻዪዱ።
ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ፡ ናብ ኣኽሱም ተጓዒዙ ነቲ ምርኢት ክዕዘብን ንገለ ካብቶም ተሳተፍቲ ከዘራርብን ክኢሉ ኣሎ።