ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሞያ ምውልዋል ሳእኒ(ኒስትሮ)ዝተዋፈራ ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ከረን


ተቐማጦ ከተማ ከረን ዝኾና ትርሓስን ጀሚላን ዝተባሃላ መንእሰያት ብደቂ ተባዕትዮ ጥራይ ክዕየ ንዝጸንሐ ሞያ ምውልዋል ሳእኒ(ኒስትሮ)ከም ሞያ ተቐቢለን ኣብ ምዕያይ ይርከባ። ነዚ ሞያ ብድሌተን ከምዝተጸንበራ ዝገለጻ እዘን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብሞይአን ሕጉሳትን ዕጉባትን ከምዝኾና ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪበን።ምስ’ዘን ኣብ ጎደናታት ከተማ ከረን ኣብ ምውልዋል ሳእኒ ዝተዋፈራ ክልተ ኣብነታውያን ደቂ-ኣንስትዮ ዝተገብረ ቃለ-ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕጡቓት ንወረዳ ሴዳል ቤንሻንጉል ጉምዝ ምቁጽጻሮም ተሓቢሩ: ሰበ ስልጣን'ቲ ክልል ግን ነዚ ይነጽጉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:23 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG