መቐለ —
ኣተሓባበሪ ዓዴፓ ኣይተ ዶሪ ኣስገዶም
እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተመስረተ ውድብ ዓሲምባ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ ( ዓዴፓ) ይብሃል። እዚ ሓዱሽ ውድብ ብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ዝሓቶ ናይ መጀመርያ መመዘኒ ኣማሊኡ ተመዝጊቡ ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ከም ዝርከብ ኣተሓባበሪ ዓዴፓ ኣይተ ዶሪ ኣስገዶም ገሊጾም።