ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትግራይን መተከልን ንዝርከቡ ዜጋታት ድጋፍ ንምትእኽኻብ ጻውዒት ቐሪቡ


ናይ ብሄርን ፖለቲካውን ናይ ኣመለኻኽታ ኣፈላላያት ንሰብኣዊ ምንቅስቓስ ተፅዕኖ ክፈጥር ከምዘይግባእ ኣብ ትግራይን መተከልን ንዝርከቡ ዜጋታት ድጋፍ ኣብ ምትእኽኻብ ዝርከብ ኣርቲስትን ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላትን ታማኝ በየነ ፃዊዒት ኣቕሪቡ።

ብታማኝ ዝምራሕ ዓለምለኸ ምትሕብባር ንመሰል ኢትዮጵያዊያን ፈላማይ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ ምንቅስቃስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀፂሉ ኣሎ።

ታማኝ በየነ ዕላማ ናይቲ ምንቅስቓስ መንፈስ ኣፈላላያት ንምስባር እዩ ኢሉ ።

ነቲ ምንቅስቓስ ደገፎም ዝገለፁ ኣርቲስት እውን ሰብኣዊ ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ተኸፋፊልና ኣይንክእሎን ኢሎም ኣለው ።

XS
SM
MD
LG