ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ባግዳድን ከባቢኣን ሃዲኡ ዝቐነየ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ሎሚ ምቕጻሉ ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ዋና ከተማ ዒራቕ ባግዳድን ከባቢኣን ፀረ መንግስቲ ተቓውሞ ሎሚ ረቡዕ ተኻይዱ።እዚ ዝኸውን ዘሎ መንግስቲ ዒራቕ ንሰሙናት ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት መልሲ ክህብ ኣብ ፀቕጥታት ኣብ ዝግበረሉ ዘለሉ እዋን እዩ።

ሓይልታት ፀጥታ ኣብ ባግዳድን ካልኦት ቀንዲ ከተማታትን ብዘካየድዎ ማእሰርቲ ንሒደት መዓልታት ህድእ ኢሉ ዝነበረ ሰልፊታት ሎሚ ረቡዕ ብዝለዓለ ደረጃ ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ።

ሰልፈኛታት ኣብ ባግዳድ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ፀጥታ ዘንብዕ ጋዝ ድሕሪ ምድርባዮም ኣስታት 800 ዝኾኑ ተማሃሮ ናብ ከተማ ባስራ ብበተንቲ ኣድማ ፖሊስ ከምዝተደፍኡ ተገሊፁ’ሎ።

XS
SM
MD
LG