No media source currently available
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ከባቢ ዋና ከተማ ኢትዮጵያ አዲስ አበባ ዝተላዕለን ሞት 23 ሰባት ዘስዓበ ግጭት ቡራዩ ስዒቡ ትማሊ ሶኑይ ኣብ አዲስ አበባ ተቓውሞ ምክያዱ ተፈሊጡ’ሎ። እቲ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ተቓውሞ ምክንያት መንገዲታትን ኣብያተ ንግዲን ምዕጻዎምን ተገሊጹ’ሎ።