ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ በዓል ልደተ ክርስቶት ዋጋ ከብቲ ምውሳኹ ዋጋ ጠለበጊዕ ግን ከምዝነከየ ተሓቢሩ


ዕዳጋ ከብቲ ከተማ መቐለ ኣብ በዓል ልደት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:31 0:00

ዕዳጋ ከብቲ ከተማ መቐለ ኣብ በዓል ልደት

ኣብ በዓል ልደተ ክርስቶት ዋጋ ከብቲ ምውሳኹ ዋጋ ጠለበጊዕ ግን ከምዝነከየ ተሓቢሩ;

ኩነታት ዕዳጋ ከብቲ ኣብ በዓል ልደተ ክርስቶስ ንምዕዛብ ናብ ዕዳጋ ከተማ መቐለ ቀበሌ 17 ብምንቅስቃስ ምስ ነጋዶ ከብቲ፥ ጠለ በጊዕ : ደላሎን ተጠቀምትን ኣዘራሪብና ኣለና።

ምስኦም ዝተኻየደ ዕላል ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG