No media source currently available
ኣብ ስፖርት ክብደት ምልዓል ዝነጥፋ ሰለስተ ኣሕዋት ኩርዳዊያን ዒራቓዊያን
መሕተሚ
ንዓመታት ብደቂ-ተባዕትዮ ተዓብሊሉ ኣብ ዝጸንሐ ምልዓል ክብደት፡ ገለ ደቀንስትዮ ነቲ ዝነበረ ኣረኣእያ በዲሀን፡ ዓወታት ይጎናጸፋ ኣለዋ። ሰለስተ ኣሕዋት ኩርዳውያን-ዓራቓውያን ድማ ኣብነት ናይዚ’የን።