ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስራሕ ሊስትሮ ዝተዋፈሩ ኣብነታዊያን መንእሰይ ከተማ መቐለ


ሳሙኤል ገብረስላሴ ንዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመት ኣብ ስራሕ ሊስትሮ ተዋፊሩ ይርከብ። ካብ ዝረኸባ መዓልታዊ 200 ይዓቁር ። ኣብ ስራሕ ሊስትሮ ተዋፊሩ ዝዓቖረ ቅርሺ ናብ ዱባይ ብምኻድ ክዳውንቲ እንዳምጸአ ድማ ይሸይጥ።

ካልእ መንእሰይ ኪሮስ ስብሃቱ ዝተብሃለ ድማ ተመሳሳሊ ስራሕ ተዋፊሩ ይርከብ መዓልታዊ 100 ብር ይዓቁር ሰሙናዊ ድማ 500 ብር ዕቁብ ይከፍል።

ኣብ ስራሕ ሊስትሮ ዝተዋፈሩ ኣብነታዊያን መንእሰይ ከተማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:02 0:00

እቶም መናእሰይ ጉዕዞ ህይወቶምን ቐፃሊ ትልሞምን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮም ኣለና ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ስራሕ ሊስትሮ ዝተዋፈሩ ኣብነታዊያን መንእሰይ ከተማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:07 0:00


XS
SM
MD
LG