ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ብቅኑዕ ክጉዓዝ ደገፍ የድልይ ክብሉ ተጸዋዒ ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ጸዊዖም


ናይ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ተጸዋዒ ኣብ ኢትዮጵያ ኤነስ ቹማ
ናይ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ተጸዋዒ ኣብ ኢትዮጵያ ኤነስ ቹማ

ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብቅኑዕ መንገዲ ይጉዓዝ ዘሎ ዕውት ንኽከውን ኸአ ደገፍ የድልይ ክብሉ ናይ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ተጸዋዒ ኤነስ ቹማ ተዛሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ዝወስድዎ ዘለው ናይ መመሓየሺ ስጉምቲታት ቀሊል ኣይኮነን ዘጋጥሙ ዘለው ፈተናታት’ውን ክረኣዮ ዘለዎም’ውን በዚ መንጽር’ዩ ኢሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሕቡራት ሃገራት ቀዋሚ ተጸዋዒ ኤነስ ቹማ ኣብ ኢትዮጵያ ቀንዲ ወኪል ናይ ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት ከምኡ’ውን ናይ ሰብኣዊ ረድኤት ኣተሓባባሪ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG