ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሱዳን ዝወደቐት ነፋሪት ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ሱዳን ዝወደቐት ነፋሪት ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:30 0:00

ኣብ ሱዳን ዝወደቐት ነፋሪት ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ

ሰበ ስልጣን ሱዳን ጽዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብምውዳቓ ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ።

ኣመሓዳሪ ገዳርፍ መርጋኒ ሳልሕ፡ ሚኒስተር ሕርሻ’ታ ክፍለ ግዝኣት ዓብደልሞኒም ኣሕመድ በላሕ ዝርከብዎም ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን ትማሊ ሰንበት ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ብዘጋጠመ ምውዳቕ ተሳፊሮምላ ዝነበረት ነፋሪት ምሟቶም ሚንስተር ዕብየት ሰብኣዊ ድሕነትን ገዳርፍ ኣዋቲፍ ኣል ጃሊኒ ገሊጸን ኣለዋ።

ንሰን “ ሎሚ ኣሕዋትና ኣመሓዳሪ ገዳርፍ ዝርከብዎም ሰበ ስልጣን ገዳርፍ ስኢና አለና “ ድሕሪ ምባል እቶም ሰበ ስልጣን ምስ ካልኦት ሰባት ብምኳን ኣብ ገዳርፍ ዝርከብ ናይ ሕርሻ ቦታ ዑደት ንምክያድ የምርሑ ምንባሮም ሓቢረን።

XS
SM
MD
LG