ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሱዳን ዝወደቐት ነፋሪት ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ሱዳን ዝወደቐት ነፋሪት ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:01:30 0:00

ሰበ ስልጣን ሱዳን ጽዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብምውዳቓ ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ምሟቶም ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ ገዳርፍ መርጋኒ ሳልሕ፡ ሚኒስተር ሕርሻ’ታ ክፍለ ግዝኣት ዓብደልሞኒም ኣሕመድ በላሕ ዝርከብዎም ሽዱሽተ ሰበ ስልጣን ትማሊ ሰንበት ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ብዘጋጠመ ምውዳቕ ተሳፊሮምላ ዝነበረት ነፋሪት ምሟቶም ሚንስተር ዕብየት ሰብኣዊ ድሕነትን ገዳርፍ ኣዋቲፍ ኣል ጃሊኒ ገሊጸን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG