ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ 90 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ሱዳን ኣብ ታሪኽ'ታ ሃገር ዝኸፍአ ዝተባህለ ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ሓገዝ የድልዮም ኣሎ ክብል ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

እቲ ብርቱዕ ውሕጅ ንፈለግ ኒል ኣብ ውሽጢ 100 ዓመታት ናብ ዝለዓለ ጥርዚ ክበጽሕ ከምዘኽኣሎን ከም ሳዕቤኑ ድማ 90 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ'ሎ

እዚ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ንመነባብሮ ኣስታት 380 ሽሕ ሰባት ከምዝተንከፈን ኣስታት 80 ሽሕ አባይቲ:34 ኣብያተ ትምህርቲ:2,400 ትካላት ጥዕና ጉድኣት ምብጽሑ'ውን ተገሊጹ'ሎ።

XS
SM
MD
LG