ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ሱዳን ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ አጋጢሙና ዝብልኦ


ኣብ መንጎ ሓይልታት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወይ ድማ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓትን ) ዝካየድ ዘሎ ኲናት ዛጊት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰላማዊያን ሰባት ተሰዲዶምን ተጋፊዖምን ዝብሉ ጸብፃባት ካብ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ዓለምን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ይስማዕ ኣሎ ።

ኣብ ከባቢ ክልል ትግራይ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ዝኾነ ይኹን መለዋወጢ ሓበሬታን ማዕከናት ማሕበራዊ ሚድያን ተቋሪፆም ሓቂ ዝኾነ ሓበሬታ ንምርካብ ኣፀጋሚ ኮይኑ ይርከብ ። ብሰንኪ እቲ ጎንፂ መረበቶም ገዲፎም ንሩባ ተከዘ ኣቋሪፆም ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ዝኣተዉ ህዝቢ ቁፅሮም ልዕሊ 50 ,000 ምብፅሑ ካብ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ የርኢ ።

ከም ፀብፃብ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብ መንጎ እዞም ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ፣ሕፃናትን ነፍሰፆራትን ከምዝርከበኦም ሓቢሩ እዩ። ብሰንኪ እዚ ጎንፂ ተጋፊዕና ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ ድምጺ ኣሜሪካ ኣዘራሪቡወን ኣሎ። ገለ ካብኣተን ጾታዊ መጥቃዕቲ በፂሑና ክብላ 'ውን ይዛረባ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣብ ሱዳን ሓምዳይት ምስ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዝጠመተ መደብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:31 0:00


ሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

XS
SM
MD
LG